Cut From the Same Cloth July 15, 2017 Your browser doesn’t support HTML5 ካት ፍሮም ዘ ሰም ክሎዝ (Cut From the Same Cloth)፡ ነቲ ብመልክዕን ዝተፈላለየ ነገራትን ሓደ ዓይነት ዝመስሉ ንምግላጽ ንጥቀመሉዩ። ንኣብነት ንክልተ ተመሳሰልቲ ሰባት ክንጥቀመሉ ንኽእል ኢና።